Senast uppdaterad:
ኣብ ሽወደን ሓድሽ ንዝኾንካን መግዳዕቲ ንዘለካን
ኣብ ሽወደን ንኽወሃቡኻ ከተመልክተሎም ትኽእል ደገፋትን መሳለጥያታትን ኣየኖም ምዃኖም ኣብ’ዚ ናይ ሓበሬታ ብሮሹር ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።
እዚ ሓበሬታ መግዳዕቲ ንዘለዎ ከምኡ ድማ፤
- ሓታቲ ዑቕባ ንዝኾነ ወይ
- ብመሰረት ሕብረት ኤውሮጳዊ መምርሒ ጃምላዊ ፍልሰት፡ መንበሪ-ፍቓድ ዝተዋህበ ወይ
- ኣብ ሽወደን ሓድሽ መጻኢ ዝኾነን ግዝያዊ ወይ ቀዋሚ መንበሪ-ፍቓድ ዝተዋህበን ይምልከት።